10:00 Uhr Freiwilliges Angebot zum virtuellen Austausch
11:15 Uhr Beginn + Vorstellung der Initiative „Familiennachzug Eritrea“
11:45 Uhr Vortrag Familiennachzug zu Eriträer:innen in Deutschland – Rechtsanwalt Herr Dieckmann
13:15 Uhr Mittagspause
14:15 Uhr Vortrag „Identitätsklärung eritreischer Flüchtlinge – aktuelle Entwicklungen und neue Rechtsprechung „, von Rechtsanwalt Jens Dieckmann
15:45 Uhr Pause
16:00 Uhr Vortrag „Aktuelle Rechtsprechung in Asylverfahren von Flüchtlingen aus Eritrea“, von Rechtsanwalt Jens Dieckmann
17:00 Uhr Ende
Team, Vorstand und Ko-Gruppe
ናይ ኣማከርቲ ስደተኛታት RLP ዋዕላ ዕድመ
ዝኸበርኩም ጉዱሳት፥
ሰነ 10 2021 ኣብ እነካይዶ ናይ ኦንላይን ዋዕላ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
ቀንዲ ዛዕባ ናይዚ ዋዕላ ብዛዕባ ኤርትራ ኢዩ ክከውን። ነዚ ዕላማ ድማ ሰሓብቲ መደርቲ ዓዲምና ኣለና። ኣበገስቲ ናይ “ ምጥርናፍ ስድራቤታት ኤርትራ“ ካብ ከተማ በርሊን ኣብዚ መደብ ኣጋይሽና እዮም። ነዚ ክፋል ድማ ናይ ቃንቃ ትግኛ ተርኃሚት ክትህልወና እያ። ኣብ መወዳእታ ድማ ናይ ሕጊ ጠበቓ ኣቶ የንስ ዲይክማን ኣብ መንጎ ካልኦት ዛዕባታት፣ ብዛዕባ ምጽራይ መንነት ከምኡ እውን ብዛዕባ ህሉው ናይ ሕጊ ዛዕባታት ክዛረብ ኢዩ። ን ልክዕ ሓበሬታ ምስ እዛ ጽሕፍቲ ተታሓሒዛ ዘላ PDF ምውካስ ይከኣል። ዋዕላና ከም ኩሉ ግዜ ንኹሎም ግዱሳት ኩፉት እዩ። በዚ ምኽንያት ኩሉኹም ግዱሳት ናብ ዙም (ZOOM-Zugangslink) ዘእቱ ሊንክ ክንሰደልኩም ተወከሱና።
ኣብዚ ዝስዕብ ተመዝገቡ፥